Use APKPure App
Get ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት old version APK for Android
तिग्रीन्या - भाषा सीखने की तकनीक ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ኣገደስቲ ምኽርታት Tigrigna
ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ኣገደስቲ ምኽርታት
መብዛሕቲኦም ሰባት ሓድሽ ቋንቋ ብዓወት ናይ ምምሃር ዓቕሚ ኣሎዎም। ዝበዝሑ ነዚ መስርሕ ኣብ ጭቡጥ ግዜ ኢዮም ዘሰላስልዎ, ብፍላይ ድማ እቶም ብኣድማዒ ኣገባብ ዝተማህሩ। ወላ ውን ገለ ውሱናት ሰባት ሓዲሽ ላህጃ ኣብ ምምሃር ዘድልዮም ብቕዓት ከም ድላዮም እንተዘይብሎም, ጽቡቅ ኣገባብን ሓያል ተወፋይነትን ግን ብሓፈሻ ዕዉት ዝኾነ ምልከት ናይ ሓደ ሓድሽ ቋንቋ ከምጽእ ይኽእል।
እቲ ዕዉት ዝበሃል ኣገባብ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ዝፈላለ ከምዝኾነ ከይተጠቅሰ ክሕለፍ ዘይብሉ ኣገዳሲ ነጥቢ እዩ। ንሓደ ሰብ ጽቡቅ ዝሰርሓሉ ንኻልእ ሰብ ጽቡቕ ዘይክሰርሓሉ ይኽእል ኢዩ। ሓደ ቋንቋ ዝመሃር ዘሎ ሰብ ነቲ ንዕኡ ዝሰማዖን ዝሰርሓሉን ኣገባብ ክሳብ ዝረክብ ብዝተፈላለዩ ዓይነት መገድታት ክመራመር ኣሎዎ।
ናይዚ ጽሑፍ ዕላማ ንሓደ ሓድሽ ቋንቋ ዝመሃር ሰብ ናብ ዓወት ዘብጽሑ ሓሳባትን ኣገባባትን ምትንባህ ኢዩ।
ዕድል ጽቡቕ!
द्वारा डाली गई
Andrei Zaharov
Android ज़रूरी है
Android 4.1+
श्रेणी
रिपोर्ट
Last updated on Nov 26, 2018
In this update
-We have added Practical Tips and Advices for immigrants.
- User experience enhancements
- Minor bug fixes and performance enhancements.
ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት
3.5 by Afromium Digital Solutions
Nov 26, 2018